ብዛዕባ ግዝረት ደቂ ኣንስትዮ ንዚለዓል ሕቶታትኪ ብኢንተርነት ዚግበር ሕክምናዊ ምኽሪ

ብ|ግዝረት ደቂ ኣንስትዮ ቕድሚ ነዊሕ እዋን እኳ እንተ ነበረ ተተንኪፍኪ ኢኺ፣ ህጹጽ ሕቶታት ወይ ስቓይ ድማ ኣሎኪ፧
ናብ ሓኪም ምኻድ የፍርሃኪ እዩ ወይስ ብኸመይ ወይ ኣበይ ሕክምናዊ ሓገዝ ከም እትረኽቢ ኣይትፈልጥን ኢኺ፧

ኣብዚ ብዛዕባ እቲ ብነጻ ብኢንተርነት ንምምኽኻር ዚሕግዝ ዕለትን ምዝገባን ሓበሬታ ኽትረኽቢ ኢኻ። ስለዚ ብዛዕባ ግዝረት ደቂ ኣንስትዮ ንዚፈልጥ ሓኪም ከተዘራርብያ ትኽእሊ ኢኺ፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓኪም ዚትርጕመኪ ኣስተርጓሚት ድማ ከነዳሉ ንኽእል ኢና።

ምዝጋበ፥

እንተ ወሓደ ሓደ መዓልቲ ቕድሚ እቲ ቘጸራ ብተሌፎን 069-447061 ወይ ብኢ-መይል fgm_c.hessen@profamilia.de ደሃይ ግበሩ

ካብ ትምህርታውን ማሕበራውን ሞያ ንዝመጹ ሓካይምን ክኢላታትን እውን ምኽሪ ንህቦም ኢና። ንሰብ ሞያ ዚኸውን ሓበሬታ ኣብ ወብ ሳይትና ኺርከብ ይከኣል እዩ.

ቆጸራታት፥