ኣብ ጀርመን ዳርጋ 70.000 ዝተኸንሸባ ኣንስቲ ይነብራ፣ ክሳብ 15.000 ትሕቲ 18 ዓመት ዘለዋ ኣዋልድ ኣብ ድንገት ኣለዋ[1] ኣብ Hessen ዝያዳ 12.000 ዝተኸንሸባ ኣንስቲ ይነብራ፣ ኣስታት 3.000 ኣዋላድ ኣብ ድንገት ኣለዋ።[2]
ኣብ ምሉእ ዓለም ዳርጋ 200 ሚልዮን ኣዋልድን ኣንስትን ተኸንሺበን እየን። ኩሉ ዓመት ተወሰኽቲ 3 ሚልዮን ኣዋልድ እናወሰኻ ይመጻ።[3]
ኣብ ዝበዝሑ ኣፍሪቃውያን ሃገራት ከምኡ’ውን ኣብ ጀርመን ምኽንሻብ ጓል ክልኩል እዩ።
[1] ፈደራላዊ ሚኒስትሪ ስድራ (BMFSFJ)፣ 25/06/2020
[2] TERRE DES FEMMES, ስታቲስቲክስ ናይ ዝተሓብአ ሓበሬታ፣ መርገጽ 10/2020
[3] www.who.int/news-room/fact-sheets/detail/female-genital-mutilation